News
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ካብ ሰዓት 4 ምሸት ክሳብ 4:30 ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታ ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን ...
ሓረስቶት ካብ መሬቶም ብዙሕ ፍረ ንኽሓፍሱ ዝሕግዝ ስነ-ህይወታዊ ተፈጥሮ ተጠቂሙ ኣብ ርሕቀት ብዘሎ መሳርሒ ዝሕግዝ ምህዞ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኖርዝወስተርን ኣማዕቢሎም ኣለዉ። እዚ መሳርሒ’ዚ ሓረስቶት መሬትም ክፈልጡን ብኡ መጠን ከኣ ንምልማዕ ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ብደራስን ተመራመርን ባህሊ ሰለሙን ጸሃየ ዝተዳለወት “ሳሕል-ሕሩይ ግጥምታት ቃልሲ” ዘርእስታ መጽሓፍ ዓርቢ 14 ጥቅምቲ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ተመሪቓ። እታ መጽሓፍ ኣብ እዋን ገድሊ ዝተጻሕፉ ብርክት ዝበሉ ግጥምታት ዝሓቖፈት ኮይን ...
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ንኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ብኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተኹሲ ደጊፍዎ። እንተኾነ ዝርዝራት ክስርሓሉ ከም ዘለዎን ዝኾነ ውዕል ምቁራጽ ተኹሲ ናብ ነባሪ ሰላም ዘምርሕ ክኸውን ከም ዘለዎን ኣስሚርሉ`ሎ። እቲ ...
ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ብሓባር ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፣ ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ሓምለ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቁጽሪ ተፀበይቲ ሓገዝ ናብ 10.8 ሚሊዮን ከም ዝዓቢ ኣመልኪቱ። ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ኢትዮጵያ ሓደጋ ...
ዝሓለፈ ዓመት 7 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝተፈፀመ ሽበራዊ መጥቓዕቲ ስዒቡ ብዝተወልዐ ግጭት ኣብ ናይ ቀረባ ታሪኽ ንጋዜጠኛታትን መሓውራት ዜናን እቲ ዝኸፍእ እዩ። 7 ጥምቅቲ 2024 ሓማስ ኣብ እስራኤል መጥቓዕቲ ብምፍፃም 1,200 ሰባት ቀቲሉ፡ 251 ...
15 ሚያዝያ ዝጀመረ ኲናት ሱዳን፡ ነቶም ኣቐዲሞም’ውን ግዳይ ተደጋጋሚ ዒላማ በበይኖም ወገናት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝበኣሰ ጸገም ኰይኑዎም ኣሎ። ምስቲ ዘሎ ሽግር መራኸቢታት ምስ ኣብ ሱዳን ዘለዉ ስደተኛታት ንምዝርራብ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ...
ኣይንፈላለ፡. ሕድሪ፡ ብርኩታን ካልእን ሓዊስካ ትሸዓተ ናይ መድረክ ድራማታትን፡ ምቁር መርዚ፡ መንገኛ፡ ስንክሳር ዝብሉ ዝርከብዎም 14 ፊልምታታን ንህዝቢ ዘቕረበን ካብዚኦም ን20 ዝደረሰን ዝኣለየን ስነ-ጥበበኛ እዩ። መምህር ጠዓመ ንከም በዓል ...
ኢትዮጵያ ክተኸፍሎ ዝነበራ ናይ ወለድ ዕድኣ ዘይኸፈለት ወይ ዲፎልት ሳልሰይቲ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኮይና ኣላ። እዚ ምደባ እዚ ኣብ ልዕሊ ቁጠባ ኢትዮጵያን ዜጋታት እታ ሃገርን ዝህልዎ ትርጉምን ንሓዋሩ ምስ ኣለቃሕቲ ሃገራትን ትካላትን ክፈጥሮ ...
ኣብ ከተማ መቐለ እትርከብ ማእከል ሕክምና ዓይኒ ፍፁም ብርሃን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ን163 ጸገማት ዓይኒ ዝጸንሖም ዜጋታት ናጻ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ሂቡ ነይሩ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝተረኽበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ፡ ንሓፈሻዊ ኣገልግሎት እታ ማእከልን ኣብቲ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results